ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 17/04/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00
2 እዚ ጨረታ ዕለት 22/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።