ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ንብረታት ብፕሮፎርማ ዕዳጋ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ስፔስፌሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |||
1 | ኮምፒዩተር ወረቀት | 80 GSM | ደስጣ | 340 | |||||
2 | ትሬሲንግ ፔፐር | 120X20 | ጥቅላል | 8 | |||||
3 | ፕሪንተር ቀለም ናይ KYOCERA p3045 dn | TK 3160 | ቁፅሪ | 5 | |||||
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/04/2011 ክሳብ 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 04:00 ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ምውሳድ ዝኽእል፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/04/2011ዓ/ም ድ/ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት።