ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ካብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል አቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ፣ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ደንቢ ክዳን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ዝተፈላለዩ ገንዘብ
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ቲን ናምበር ፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ፣ቫት ተመዝገብቲ ንዝኾኑ ብመምርሒ መሰረት ቫት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ዝኽእሉ፤
2 ናይ ሕድሕድ ዶክሜንት ኦርጂናልን ኮፒን ብዝተፈላለዩ ፖስታታት ተዓሺጉ ከቅርብ ዝኸእል፤
3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልከታ ካብ ዝተቃልሐሉ ዕለት 16/04/2011 ዓ/ም ንተኸታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ንሕድሕድ ዶክሜንት ዘይምለስ 50.00 ( ሓምሳ ቅርሺ) ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕለት 01/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም ወ/ጣ/ኣበርገለ ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኸእሉ፤ ድሕሪ ምዕፃው ጨረታ ሳንዱቅ ዝመፅአ ዝኮነ ይዅን ጨረታ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን።
4 እቲ ጨረታ ንምስታፍ ንዝኾነ ሕጋዊ ነጋዳይ ክፉት ኮይኑ ኣብቲ ጨረታ ብቋንቋ ትግርኛ መሊኡ ከቅርብ ዝኽእል፤
5 መኸበሪ ጨረታ ፅሕፈት መሳርሒ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ደንቢ ክዳን 2000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ኤሌክትሮኒክስ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ
6 ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344-220126/0069 ወይ ብኣካል ምሕታት ይከኣል።