ኲሓ ሆስፒታል ናይ ታርጋ ቁፅሪ 4-00147 ሞዴል NISSAN-Y-61 ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2011 ዓ/ ሰዓት 11:30 ኾይኑ
2 ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 2:30
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221 ምድዋል ይከኣል።