ኲሓ ሆስፒታል ናይ ታርጋ ቁፅሪ 4-00147 ሞዴል NISSAN-Y-61 ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 15/04/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2011 ዓ/ ሰዓት 11:30 ኾይኑ

2 ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 2:30

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s