ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቶታል ስቴሽን ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋደ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 17/04/2011 ዓ/ ሰዓት 11:00
2 ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋ ይከኣል።i