--> ዝርዝር ጨረታ፡ ዋንነቱ ናይ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ዝኾነ ማእከል ኤግዜቪሽን መቐለ... ። ምሉእ ሓበሬታ፣

ዋንነቱ ናይ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ዝኾነ ማእከል ኤግዜቪሽን መቐለ ብመንደቅ ንምሕፃር ኣቀዲሙ ፕላንን ቢልኦፍ ኳንቲቲን ክስርሐሉ ስለዝግባእ ነዚ ዝሰርሕ በዓል ሞያ ብፕሮፈፎርማ ኣወዳደሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2011 10:59 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ኣብ ቀበሌ 15 ጥቃ ከነማ ፋርማሲ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምውሳድ ክሳብ 17/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ኣብቲ መምልኢ ዋጋ ብምምላእን ናይ ትካልኩም ማህተም ብምዕራፍን ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣታዊ ንክትገብሩ ንሕብር።

ተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0344-410671/414473/416554 ፋክስ 0344-408914 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ