ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪና ኣቅሑትን: ፅሕፈት መሳርሒ :መድሓኒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2011 4:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 16/4/2011 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ ኣታ ክገብር ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/4/2011 ዓም ሰዓት 4:30 ይክፈት

3 ኣድራሻ ዕደጋ ቀደማ ከይበፃሕካ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓ’ፍካ

ስልኪ 0344408755

ጨረታ መደብ

s