መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ መለስ ዜናዊ ወረዳ እ/ኣላጀ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን DX2430 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ካብ ዕለት 12/04/2011ዓ/ም ክሳብ 30/04/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ኣብ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ መለስ ዜናዊ ወረዳ እ/ኣላጀ ብምውስድ ንክትጫረቱ ንዕድም።
2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤
3 ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቀርብ ዝኽእል፤
4 ናይ መቅረባይነት ን2011 ዘሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤
5 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ/ሕዳር መረዳእታ ዲክለር ከቅርብ ዝኽእል፤
6 መኸበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤
7 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምውሳኸ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል፤
8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ንተኸታተሊ 15 መዓልቲ ከምዝኾነ፤
9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ እዋን ዕለት 30/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።
10 ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቁፅሪ 0923-452824/0912-436950 ምሕታት ይከኣል።