ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ብዕለት 11/04/2011 ዓ/ም ዝወፀ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ዕለት 16/04/2011 ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ እቲ ፕሮፎርማ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።