ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ግሪደር ፅገና ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ክነፀግን ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ካብ 10/04/11 ክሳብ 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ጨረታ 15/04/2011 ዓ/ም 10:00 ይኽፈት።                

ንተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s