ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-408737/0344-408501 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s