ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ/መ/ዕደጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01231 ት.ግ ሞዴል kun 25 ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L ናይ መኪና መለዋወጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፐሮፎርማ 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-415229/0344-415152 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s