ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ብመሰረት ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ቤት ህንፀት ውሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከመግብ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30000.00
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እንዳ ምግቢ ዝብል ዘለኩም ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈሊ ግብሪ ዘለኩም፤

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

4 ብትልምን ፋይናንስን ዝተውሃበ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

5 ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2011ዓ/ም ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

6 ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ሰነድ መወዳደሪ ሽም ፣ ክታም ናይቲ ትካል ማህተምን ኣድራሻን ክተዕርፍሉ ይግባእ።

7 መኸበሪ ጨረታ 30000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ክተትሕዙ ይግባእ።

8 ተጫረቲ ንውዕሊ መኸበሪ ንሓደ ወርሒ ዝኽፈል 10% ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ፤

9 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 10/04/2011ዓ/ም - 25/04/2011ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይን ሳንዱቅ ጨረታ 25/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ይኽፈት።

10 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ማእኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፈይ/ምም/ር/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 እናመፃእኹም ክትዕድጉ ትኽእሉ ኢኹም።

11 ማእኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0347-711224/0347-711668 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s