ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ዓይነት ንብረት | በዝሒ | መዐቀኒ | መግለፂ | u/price | t/price | |
1 | Alternator Assay | 01 | ቑፅሪ | KUN 25L 27060-01020 | ||
2 | Shaft Cross | 01 | ቑፅሪ | 105 HZJ 44111-60030 |
1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 09/04/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/04/2011 ሰዓት 8:00 ምእታው ይከኣል። 12/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
2 ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477 /0344-408299 ምድዋል ይከኣል።