ካብ ትልምን ፋይናንስን ካብ መደበኛ ንዳ/ዳ መ/ዕደጋን ንብረት ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፋክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
ብር | ሳን | ||||||
1 | DC Controller Board | Fax L380 | ብቁፅሪ | 01 | |||
2 | Front Controller panel Board | Fax L380 | ብቁፅሪ | 01 | |||
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይዕፀው።10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/5159 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።