ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን መ/ልምዓትን ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መ/ጎማን ባትርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ቤ/ፅሕፈት | መብርሂ |
1 | ናይ ስኪፕ ኮደር ካላማደሪያ | 10*20 | ብቁፅሪ | 21 | ፅሬትንፅባቀን | ||
2 | ናይ ስኪፕ ሎደር ባትሪ ምስ ኣሲዱ | 120 A | ብቁፅሪ | 2 | ፅሬትንፅባቀን | ||
3 | ናይ ሮሉ ባትሪ ምስ ኣሲዱ | 100 A | ብቁፅሪ | 2 | ፅሬት/ፅባቀን | ||
4 | ናይ ፓወር ፕላስ ሎደር ካላማደሪያ | 26.5*25 | ብቁፅሪ | 2 | ፅ/ፅባቀን | ||
5 | ናይ ፓወር ፕላስ ሎደር ፕላብ | 26.5*25 | ብቁፅሪ | 2 | ፅ/ፅባቀን | ||
6 | ባትሪ 70 A 12 V | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 03 | መ/ልምዓት | ||
7 | ናይ ትዮታ ባትሪ 70 A | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 01 | ፖሊስ |
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።