ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን : መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምስክር ወረቀትን : ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ ፣ወረቀት ምስክር መቅረባይነት አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

2 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2011 ዓ/ም ዲክለር  ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 እናከፈልኩም ካብ 26/03/2011 ዓ/ም እስካብ ዕለት 10/04/2011 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን  ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል ፤

4 መክበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ  ናብ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ዝፍለጥ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000077223208 ኣታዊ ብምግባር ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

5 እቲ ጨረታ 11/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት።

6 ዝሰዓርዎ ንብረታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚን ካልኦት ወፃኢታትን ሸፊኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቅርብ ዝኽእል 

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ  ምስራዝ መሰል አለዎ።

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / 0344-470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ጨረታ መደብ

s