ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንልምዓት ጉጅለ ደቂ ኣንስትዮ መማያየጢ ዝውዕል በዓል 106 ገፅ 9000( ትሽዓንተ ሽሕ) ማንዋል ክተሕትም ስለዝደለየት እቲ ቀፂሉ ዝቀርብ ረቋሒ እተማልኡ ኣካላት ክትጫረቱ ትዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 14, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 4, 2011
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ 2010ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ክዕድግ ዝኽእል

4 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 04/03/2011ዓ/ም -13/03/2011 ዓ/ም ይከውን።ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ዘሎ ዕለት ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትኽእሉ ኢኩም።

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ  ክፍሊ ፋየናንስን ምምሕዳርን ዝኽፈት ይኸውን።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰል ኣለዎ።

ጨረታ መደብ

s