ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘድሊ ቀዋሚ ንብረት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክሰ ኣቑሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2011 8:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2011
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም
2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ
5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ
6 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምኽፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል
7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 15/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 24/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00
8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8:15 ይክፈት
9 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትው።
11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣድራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን
ስልኪ ቁፅሪ 0342-40138