ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ህንፃ መሳርሒ፣ኤሌክትሪክ ስቲ፣ናይ ብሮድካስት (electronics) ፣ናይ ጋርመንት፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ automotive ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ኣብዚ ኣብዚ ዝወዳደሩ ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ከማልኡ ኣለዎም።
1 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ክኾኑ ኣለዎም።
2 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ
3 ናይ 2010ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰን/ታክስ መኽፈሊ ቁፅሪ (ቲን ናምበር ቫት) ተመዝገብቲን መቅረባይነት ከቅርብ ዝኽእል
4 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 28/01/2011ዓ/ም -15/02/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ዘይምለስ 100ብር ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 12ተ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት 9:30 ድ/ሰዓት እቲ ጨረታ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0344-452174 ምሕታት ይከኣል።