ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፋይል ካብኔት ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 26, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ኒዉሚለንየምኮሌጅ

ናይጨረታምልክታ

ኒዉሚለንየም ኮሌጅ ናይ ፋይል ካብኔት ብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብ ረቆሓታት  እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ  5% ብ  CPO ከትሕዝዝኽእል::

2  ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ  30.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::

3  እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብ ግንበት 21 ክሳብ  01/2007 ዓ/ም  ኮይኑእዚጨረታ ሰነ 01/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30  ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉ ይከፈትባዕሎም ወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎም እቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::

4  ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ  2ተ  መዓልቲዉዕሊይአስር ::

5  ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::

6  ተጫረቲ ቲን ቑፅርን ንግዲምዝገባ ከቕርቡይግባእ ::

7ተጫረትቲ ናይ 2007 ዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::

8 ተጫረቲ ኣብ ሞያ ሰፌት ዓለባ ዝተዋፈሩ ክኾኑ ይግባእ ::

9 ተጫረቲ ቫት ዲክላሬሽን ናይ ወርሒ መጋቢት ቫት ሪፖርት ዝገበርሉ ኮፒ ከቕርቡ ይግባእ::

10 ተጫረትቲ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘለዎም ክኾኑ ይግባእ::

11 ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚ ጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዪ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344419789/410465 ደዊልካምሕታትይካአል ::

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s