ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ቀወምትን ሃለቅትን መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን መኪና : ምርባሕ ፎቶ ኮፒ ማለት እውን ቅዳሕ ምጥራዝን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደለይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን/ : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን : ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ቫት ዝኸፈለሉ / ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም: መረዳእታ መቅረባይነት ዘለዎን ዘሐደሰን

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ንቀወምትን ሃለቅትን መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን መኪና 3000 ቅርሺ : ምርባሕ ፎቶ ኮፒ 3000 ከትሕዝ ዝክእል

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድ ደኩመንት ብር 30 ብምክፋል አብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደ/ከ/ስራሕ ዕ/ፋ ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ምዉሳድ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/13/2010 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 2/13/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት ::

6 ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034440 18 75 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ

NB ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4ን5 ጥቃ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s