ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሐቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፄሄት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 21, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ዓይነት ስራሕ ሕትመት ስራሕቲ ትምህርትን ናመመረቂ መፅሄት ኣ ህፃናትን ተምሃሮ 12 ክፍሊ
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም
2 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘለዎ
3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ
5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ
6 ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል
7 ቅድሚ ሕዚ ናይ ዝሰርሕዎም ስራሕቲ ሳምፕል መፅሄት ከቅርቡ አለዎም
8 እቲ መፅሔት ሙሉእ ብሙሉእ ሕብራዊ ቀለም እዩ
9 እቲ መሓተሚ ዝጥቀመሉ ሽፋኑ 250 ግራም ላምኔትድ ዉሽጡ 150 ግራም
10 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝኣተወሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ሰሪሖም የረክቡ
11 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 19/11/2010 ዓም ክሳብ 30/11/2010 ዓም ሰዓት 3:00
12 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 30/11/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ይክፈት
13 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342400138