ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መጠን መሰረት ናይ Aluminum ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 14, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 15, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒን ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ናይ ወርሒ የካቲት ቫት ዲክለር ዝገበርክምሉ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ
5 ተወዳደርቲ እትሰርሕዎ ስራሕ ብናይ ባዕልኩም ንብረት ሰብ ሓይሊን ምካኑ ፈሊጥኩም ክትወዳደሩ እትክእሉ
6 ናይ ጨረታ መኽበሪ 3000 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::
7 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15ተ መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
8 መቅረባይ ብዉዕሊ መሰረት እዋኑን ፅሬቱን ዝሐለወ ስራሕ ሰሪሖም ክረክቡ እንተዘይክኢሎም ንዉዕሊ ምክበሪ ዘትሓዝዎ 10% ናብ መንግስቲ ካዝና ዝዉረስ ምካኑ
9 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 30/09/2010 - 14/10/2010ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
10 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ምርካብ ይካአል እዩ::