ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ስርናይ ኣዉስትራሊያ : ሞራልን ዝተፈላለዩ: ዝተፈላለ አገልገልት ዝሃቡ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 15, 2010 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 30, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኦፍላ ንኡስ ከይዲ ስራሕን ምምሕዳር ንብረትን
2 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 30 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 14 ሰነ 2010 ዓም ንተካታተልቲ 15 መዓልቲታት
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 14 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 9:00
4 ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 14 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 9:30
5 ፖስታ ጨረታ ዝኣትወሉ ሳንዱቅ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኦፍላ ይርከብ
6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዝገዝእሉ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ይከዉን
7 መከበሪ ጨረታ 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ወይ እዉን ብጥረ ገንዝብ ኣብ ዉሕስና ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ መትሓዚ ከቅርበ ዝክእል
8 ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ግዘ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ክልተ መዓልቲ እቲ ገንዝብ መሉእ ብምሉእ አታዊ እንተዘይግይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ መንግስቲ አታዊ ይከዉን
9 ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ እንተዘይኣልዒሉ ድሕሪ ንዝፍጠር ፀገም እቲ ቤት ፅሕፈት ተሓታቲ ኣይከዉንን
10 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ሐራጅ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ