ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ኮረም ትቦን መገጣጠሚ ቆፃርን : መሳርሒ ፅሕፈት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 22, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ንግድ ፈቃድ ዘለዎ ናይ ሕጋዊነት መረጋገፂ ዘማለአን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ኮረም ሰነድ መረዳእታ ክገዝእ ይክእል
2 ሰነድ መረዳእታ ንትቦን መገጣጠሚ ቆፃርን 50 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር , ፕሪንተርን : 20 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት 20 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ሰነድ ምግዘእ ከምዝአል
3 እቲ ጨረታ ዝጋወሐሉ ካብ ዕለት 19 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 21 ጉንበት 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 12:00ኮይኑ
4 ክፍሊት መረደእታ ምስላእኩም ዝክፈለኩም ምካኑ ነተሓሳስብ
5 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 7 ሰነ 2010 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከዉን
6 እቲ ጨረታ ዝከፈተሉ ሓሙስ ዕለት 7 ሰነ 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት