ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ዘገልገለሉ ንብረትን መፀፃሕፍትን ከወግድ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ጨረታ ካብ ዕለት 13/09/2010 ክሳብ 22/09/2010 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ የእትዉ ጨረታ 22/09/2010 ዓም ሰዓት 800 ተዓፅዮ በቲ ዕለት 8:30ይክፈት ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344408755