ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕዩ ዝርክቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት መኪና ስፔር : ፋርኒቸርን ፅሕፈት መሳርሒን ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,100.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደደርቲ ብዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ዘይመለስ ብር 20 እናከፈልኩም ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ዳይራክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 8/9/2010 ዓም ክሳብ 17/9/ 2010 ዓም ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ንምቅራብ ምዉሳድ ይክእሉ
2 መከበሪ ጨረታ ብር 1100 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ክትሕዙ ዝክእሉ
3 ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ም/ዉ/ / ከ/ክት ኣብ ዝርከብ ግቢ
4 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ዕለት 17/9/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል አብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2ይ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ዉሕስና ምግቢ ከተማታት ክልል ትግራይ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ክተቅርቡ ንዕድም
5 እቲ ጨረታ ዕለት 17/9/2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 4:00 ተወዳድርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ዝክፈት ኮይኑ ተወዳድርቲ ብዘይምርካቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋቱ ኣይተኣጎጎልን
6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ
7 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ