ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገሉ ንብረት ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ ጎማን ስፔር ፓርትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 6, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
bidding: search status closed
ዋጋ ሰነድ ጨረታ 10 ብር
መከበሪ ጨረታ 1000
ብር እቲ ጨረታ ዕለት 10 /08 /2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት 15 ንተወሳኪ ሐበሬታ አበ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 268 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 404417 ምሕታት ይካኣል