ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለየ ናይ ግድብ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ኣይሮን ጌት(Iron gate) ንምስራሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

                    ናይ ጨረታ ምልክታ

 

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ንዝተፈላለየ ናይ ግድብ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ኣይሮን ጌት(Iron gate) ንምስራሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::

 

1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 100.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::

 

2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊዲክለር ናይታክሲከፋልነት ቲን ዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::

 

3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክለተካብሚኢቲ/ ናይጨረታ ውሕስናመከበሪቢድቦንድ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎምጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::

 

4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 29/07/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜ አብስራሕ ሰዓት እናመፁሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::

 

5  ጨረታዝክፈተሉዕለት 29/07/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አበማረትቤት ፅሕፈት ተጫረቲወይ ከዓሕጋዊወኪሎምአብዝርከብሉእዩ::

 

6  ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሓ ንምቅራብ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 30 ማዓልቲ ዉሽጢ እቲ ንብረት ኣታዊ ክግበር አለዎ

 

7 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎ አለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝ ድልዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::

 

8  ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝአይካአልን::

 

9 አቲድርጅትዝሓሸአማረፂእንተረኪቡነቲጨረታ ብሙሉእኮነ ብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ::

 

 

ጨረታ መደብ

s