ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 22, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed

 1 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቅረባይነትን ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበርን ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዲክለረሽን ከቀርቡ ዝኽእሉ

3 ተጫረቲ ናይ መኽበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩሜንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 Â ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከአል

7 ጨረታ 06 /006/2010በ ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/ 06 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ከይተረከቡ ተተሪፎም ጨረታ ካብምክፋቱ አይተአጓጎልን

8 እብቲ ጨረታ ዘሸነፈ ዉዕሊ ክኣስሩ ቀሪቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10% ብስፒኦ ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ በጨግቡእ አለዎም

22 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401209 ምድዋል ይከአል እዩ

ጨረታ መደብ

s