ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ኣብ ከተማና ኣክሱም ዝርከብ ኣዳራሽ ኤሌክትሮኒክስ (ድምፂ ን ቪድዩን) ካብ ንበረት መቅራብ ጀሚሩ ክሳብ ተከላ ተፈቲኑ ዝርከብ ዘሎ ስራሕቲ አወዳዲሩ ዓዲጋ ክተግጥም ትደሊ ናይ መኪና እስፔር ፓርት ኣቑሑት ክትዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 2, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 4, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ታሕሳስ 24, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ዘርፊ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን
2 ቲኦቲ ወይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ መቅረባይነት ፍቃድ ዝሓዙ
3 ናይ ዘእትዉዎ ዋጋ መከበሪ ጨረታ10,000 CPO ከትሕዝ ዝኽእል
4 ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 100 ዝከፍሉ ዝክእሉ ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 19 ክወስድ ዝክእሉን
5 ዝሰዓረ ተጫረቲ ካብ ዉዕል ዝኣሰረሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሐደ ወርሒ ገጢሙ ፈተኑ ከረክብ ዝክእል
6 ተጫረቲ 1 ኦርጅናልን ቅዳሕን ቴክኒካል ከምእዉን 1 ኦርጅናል ን ቅዳሕን ፋይናንሻል ደኩመንት ከረክብ ዝክእል 7 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 20/4/2010 ዓ/ም ክሳብ 3/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 3/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ምሸተ ተዓፅዩ ዕለት 4/5/2010 ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400336/404523