ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓ/ም ዝተፈላለዮ ናይ ስፖርት መዳሊያታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 26, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 11, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም
1 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ 30.00 ብር ብምኽፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል::
2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ 3000 ቅርሺ ብCPO Â ከቅርቡ አለዎም::
3 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2010 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ዲክለር ዝገነርዎ ናይ ካብ ግብሪ አካቢ ኣካል ዝኸፈሉ ምኻኖም መረዳእታን መለለይ መቅረባይ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉን::
5 እቲ ጨረታ 26/04/2010 ናይድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ተፃፅዩ 26/4/2010 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 9:30 ይክፈት
NB:ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ
6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ኣድራሻን ፊት ንፊት ፈትሓዊ ልቃሕ ሓድሽ ህንፃ መቐለ
Phone number: 0344408877