ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎ መከያን አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስረሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 7, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : VAT ተመዝገብቲ ዝኮነ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 5/04/2010ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::
3 እቲ ጨረታ ዕለት 19/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት::
4 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
5 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::
6 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::