ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሕሙማት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
- ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
- ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ በለምለም ካርል ሆስፒታል ሽም ከትሕዝ ዝክእልን::
- ጨረታ ሰነድ 60 ብር ብምክፋል ካብ ለምለምÂ ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ር መፂእኩምÂ ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
- እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ከለክብ ዝክእል
- 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
- ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 20/3/2010 ዓ/ም እስካብ 5/4/2010 ዓ/ም ይኸዉን::
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 5/4/2010 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ማይጨዉ ሆስፒታል ይኸዉን::
- ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
- ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲÂ ዉዕሊÂ ክአስር ዝክእል::
- እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
- እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::
መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914422489/0914860609 ይደዉሉ::