ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣብያቲ ክልል ንፕሮጀክት ህንፀት ኣብያቲ ሚዘይ ንሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባሳት መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 18, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም
1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቁፅሪ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገብኩምሉ ምስክር ወረቀት
5 ናይ ወርሒ መስከረም 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ
6 ኣብ ናይ መንግስቲ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ
7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 15/03/2010 ዓ/ም ኣትሒዝኩም ክሳብ 30/03/2010 ዓ/ም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእልÂ
8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 3,000 /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ / ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦÂ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ
9 እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዘ 30/03/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፁ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ይክፈት
10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418509ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ውይንም ድማ ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ፊትለፊት