ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊ ንክወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 16, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
አብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደሊዩ ምልከታ ካበ ዝወፀሉ ዕለት 13/3/2010 ዓ/ም ክሳብ 25/03/2010 ዓ/ም አብ ዘለዉ ናየ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትክእሉ
 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይነት (TIN መረዳእታ) ዘቕርብ VAT ተመዝገባይ ዝኾነ
እቲ ጨረታ 25/03/2010ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ Â 25/03/2010ዓ/ም ደዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት
ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ
ሕለዉ እዩ መቐለ
ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከወን አለዎ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል