ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 7, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- መሳርሒ አቁሑት ህንፃ
- አቁሑት ኤለክትሮኒክስ
- መሳርሒ አቁሑት ፅሕፈት
- መሳርሒ አቁሑት ኤለክትሪክ
- መለዋወጢ አቁሑት መኪናን
- አቁሑት ፅሬት
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት
1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
2 ሓድሽ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ
3 ልዕሊ 100000 ቅርሺ ንዝኮነ ወረቅተ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘለዎም
4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 መለለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ ዘለዎም
6 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንአቁሑት ኤለክትሪከ ንመለዋወጢ አቁሑት መኪናን 4000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት ድማ 1000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም
7 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓምÂ ሰዓት 400 ምዉሳድ ይከኣል
8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድመ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት
9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740028 ወይ ድማ 0347740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል