ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ኣብ ከተማ አክሱምን ዓዲግራትን ዝርከቡ አዳራሽ ወናብራት ኤለክትሮኒክስ( ድምፅን ቪድዮን) ካብ ንብረት ምቅራብ ክሳብ ተከላ ተፈቲኑ ዘረክብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ዝደለየት ንክትወዳደሩ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 15, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 6, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ክማልኡ ዝግብኦም መስፈርትታት

ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

ሰነድ ጨረታ ዝወፀሉ100 ቅርሺ

ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 14/02/ 2010 ዓም ሰዓት11:30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ Â 15 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 4:30

ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

አድራሻ 15 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ስቁÂ 0344400336

ጨረታ መደብ

s