ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት መስከረም 28, 2010 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
Â
ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት
ሎት 2 ኤለክትሮኒክስ
ሎት 3 ሕትመት
ሎት 4 ፅሬት አቁሑት
ሎት 5 ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት
ሎት 6 ናይ መኪና ጌጣጌጥ አቁሑት ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት
ተጫረቲ ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት
1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ሰርትፍኬት ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ መስከረም 2010 ዓም ዲክለረሽንን ኮይኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ንሎት 1ን 3ን 5ን እንትኮን 30 ቅርሺ ድማ ን ንሎት 2 ን 4ን 6ን ብምክፋል እስካብ 10/ 02/ 2010 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ
መከበሪ ጨረታ ንሎት 1ን ሎት 5ን 5000 ቅርሺ
 ንሎት 2ን ሎት 3ን 3000 ቅርሺ
ንሎት 4ን ሎት 6ን 2000 ቅርሺ
ጨረታ 10 /02/ 2010 ዓም ሰዓት 8 :30 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት
ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ክምኡዉን 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342400527