ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 9, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
1. ቢሻይ ጋሪ(2.5 ግራም) ናይ ማይ መፃረ ኬሚካል ብቑፅሪ 35000 2. ናይ 20 ሊትሮ ፕሳስቲ ባልዲ በዓል መኽደን ብቑፅሪ 700 3. በዓል 5 ሊትሮ መኽደኒ ዘለዎ ናይ ፕላስቲክ መትሐዚ (ብራኳ) ብቑፅሪ 700 በዓል 250 ግራም ናይ ክዳን ሳሙና ብቑፅሪ 3500 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/05/2006 ዓ/ም ይኸውን። ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/05/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s