ቤት ፅሕፈት ምምዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መሕርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 27, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ቲን ናምበር ዘቅርብ
2 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ
3 ናይ ወርሒ የካቲት ዲክለሬሽን ዘቅርብ
4 ሰነድ ጨረታ ካብ ካብ 26/07/2009 ዓ/ም ክሳብ 11/08/2009 ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋልÂ ካብ ዞባ ደቡብ ምም/ር ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 80 ምወሳድ ይከኣል
5 መኽበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሑትን ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 11/08 /2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ዝሰዓረ ተጫራታይ ናይ ዞባ ደቡብ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምም/ር ማይጨዉ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ይገብሩ
9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770868 0347771009 ብስራሕ ሰዓት ምሕታት