ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ጋብዮን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 5, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 15, 2009
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም

1. ሕጋዊንግዲፍቃድ ዘለዎዓመታዊግብሪዝከፈለን 2009 በጀትዓመትንግዲፍቃድዘሐደሰ

2. ናይነጋዳይመለለዩቁፅሪቲንነምበርዘለዎ

3. ኣብመቅረብቲዝርዝር ዝተመዝገበ

4. ቫት ዝተመዝገበን ናይጥሪ 2009 ዓምሒሳቡዘፍለጥሉከቅርቡዝክእሉ

5. ልዕልክብሉናይዝተጠቀሱረቋሕታት መረዳእታዋንኡንፎቶኮፒኡን ከቅርብዝክእል

6. ንጨረታመክበሪንዘይሰዓረሹዑንሹዑዝምለስ 3,000 ቅርሺብጥረገንዘብ ወይተረጋጊፁ ዝቀረበቼክከትሕዙዝክእሉ

7. ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ኣብ ከተማ አክሱም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ኮይኑ ኣብ ህንፃ ዞባ ማእከል ምድር ቤት ይከዉን

8. ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ

9. ጨረታሳንዱቅዝዕፀወሉ 5 ሚያዝያ 2009 ዓምሰዓት 3 ፡30 ናይንጉሆ ተዓፅዮ በቲ ዕልት ሰዓት 4:00 ይክፈት

10.        ቤትፅሕፈትናመማራፂእንተረኪቡእቲጨረታብክፋልይኩንብሙሉአናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንዝበለፀሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0347753263 ብምድዋልምሕታትይካአል

ጨረታ መደብ