ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 በጀት ዓመት እቲ ዘለዎ ክፍቲ ቦታ ብስዓርን ተክልን ንምልማዕ ብብርኪ ክልል ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 11, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

ተጫረቲ ከማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ሰርትፍኬት ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ዘይተመዝገበን ክሳተፍ ይክእል ተመዝገብቲ ተኮይንኩም ድማ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ዘይሓሰሰ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል እስካብ 22 መጋቢት 2009 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ

ጨረታ 22 መጋቢት 2009 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ይክፈት

ሰዓራይ ዝፍለ ካብ ጠቅላላ ድምር ዝቀረበ ዋጋ ብምዉድዳር ይከዉን

ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ክምኡዉን 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342400527

ጨረታ መደብ

s