ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮምፒተር ,ፋክስ :ፕሪንተር : ፎቶ ኮፒ : ላፕቶፕ ንምፅጋንን ናይ ፒርንተር ቀለም ምምላእ ጨረታ ዝሰዓረ ንሐደ ዓመት ዝአክል ክተወዳደሩ ትደሊዩ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 20, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 11, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ኮምፒተር ,ፋክስ, ፕሪንተር , ፎቶ ኮፒ , ላፕቶፕ ንምፅጋንን ናይ ፒርንተር ቀለም ምምላእ ጨረታ ዝሰዓረ ንሐደ ዓመት ዝአክል ክተወዳደሩ ትደሊዩ::
ተ ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
1 | ኮምፒተር | ቁፅሪ | 13 |
|
2 | ፕሪንተር | ቁፅሪ | 07 |
|
3 | ፋክስ | ቁፅሪ | 01 |
|
4 | ፎቶ ኮፒ | ቁፅሪ | 03 |
|
5 | ላፕ ቶፕ | ቁፅሪ | 09 |
|
ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝገባእ ረቆሓታት
ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን::
ጨረታ ሰነድ ዝአተዋሉ (ዝእከበሉ) ካብ ዕለት 9/ 04 /2007 ዓ/ም ይኸዉን:
ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 20 /04/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ይኸዉን ::
ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 20 /04/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝኽፈት ይኽዉን::
ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ የኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::