ማእከል ቤት ህንፀት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ነቲ ቤት ዕዮ ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ ተገጣጠምትን ሓደገኛ ሓፁር ኤለክትሪክ አቁሑትን ከምኡዉን ኤለክትሮኒክስ ንዉሽጢ እቶት ትምህርንትን ስልጠናን ዝዉዕሉ ንብረታት ከቅርቡ ዝክእሉ ነጋዶ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 16, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት
ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ቲን ነምበር ቫት
ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጡ
ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዋናን ቅዳሕን ዘቅርቡ
መከበሪ ጨረታ ብ ጥረገንዘብ ወይ ሲፒኦ ንኤለክትሮኒክስን ሓደጋኛ ሓፁርን ከምኡዉን መሳርሒ ህንፃ 7000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት 2500 ቅርሺ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ ንፍርናሽ 1500 ቅርሺ
ተወዳደርቲ ዋጋ ምስ ቫቱን ከምኡዉን ዊዝሆልዲንግ 2% ሓሲቦም ክወዳደሩ አለዎም
ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 1 ጥሪ ክሳብ 15 ጥሪ 2009 ዓም ምዉሳድ ይከኣል
ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 16 ጥሪ 2009 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:20 ይክፈት
ጨረታ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ይኣስር
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344442182/ 0344443839 /0344442289