ኣብ ቢሮ ኮንስትራከሽን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2009 በጀት ዓመት ብናይ ክልል በጀት ናይ 10 መስመር ገጠር መንገዲ አማከርቲ ንምቁፃር ይደሊ
ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ
ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል
ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት
ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ
ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ቂሪቡ ዘሎ ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም አማከርቲ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ተ ቁ | ሽም ፕሮጀከት | ንዉሓት ብኪሎሜትር | መከበሪ ጨረታ ዉሕስና መጠን ቅርሺ | ዘድሊ ብርኪ ደረጃ | አማካሪ ዝሰርሐሉ ግዘ Â |
1 | ስምረት ጀማ ዉህደት | 22 | 10,000 | ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን Â | 6 ወርሒ Â |
2 | ሕደግ ዉረድ ሰሪሕካ ብላዕ | 12 | 10,000 | ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን | 6 ወርሒ Â |
3 | ጣብያ ሰላም ኣዉራ | 24.36 | 10,000 | ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን Â ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን Â | 7 ወርሒ |
4 | ዶሃን ይሆዳጋ | 19.4 | 4,000 | ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን | 3 ወርሒ |
5 | ያሆደጋ ኣራ | 18.2 | 10,000 | ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን Â ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን Â | 7 ወርሒ |
6 | ሃላሊሳ ወርተዒለ እንዳመሳኑ እንዳልጌዳ | 23 Â | 4,000 | ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን Â | 3 ወርሒ |
7 | ዋና መንገዲ ዓዲ ወረቀት | 14.5 | 10,000 | ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 10 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭልዕሊኡን Â | 6 ወርሒ |
8 | ደርበ ከርበ ክብርቶ | 11 | 10,000 | ሃይወይ ኤንድ ብሪጅ ኮንሰልተንሲ ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ ፒፒ ኤንድ አባቭ ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 6 ን ልዕሊኡን Â | 7 ወርሒ |
9 | ዓዲ ዳዕሮ ዘላዝለ | 38.95 | 10,000 | ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን Â ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን Â | 6 ወርሒ |
10 | ዓዲቀለበስ ማርባ | 11.8 | 10,000 | ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልተንሲ ኦር ጀነራል ካተታጎሪ 5 ን ልዕሊኡን Â ብአርክቴክቸራር ኤንድ ኢንጂነሪንግ ኮንሰልታንት ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰልቲንግ ሮድ ስፔሻላይዝድ ካተታጎሪ 4 ን ልዕሊኡን Â | 6 ወርሒ |
Â
Â
Â
Â
ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ሰዒቦም ዝቀረቡ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም
ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
ወረቀት ምስክር መቅረባይነት
ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ክምአዉን መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ
ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንመንገድን መጋዕዝይን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ስራሕ ኮንስትራከሽነን ቁፅፅርን ምዝገባ ፍቃድን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ወይ ኣብ ካልእ ክልል ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቀርቡ ዝክእሉ
ሰነድ ጨረታ ካብ 19 ታሕሳስ 2009 ዓም ክሳብ 19 ጥሪ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ክገዝኡ ይክእሉ
19 ጥሪ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
እቲ ጨረታ ኣብ ዝተሓተ ዋጋ ዝተመስረተ ዝፍፀም ኮይኑ ዝተሓተ ናይ ቴክኒካል ዉፅኢት ድማ 70 ሚኢታዊ ይከዉን
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 41 06 45/ 03344 40 00 43