ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕድግ ዝደለየት ንክትወዳደሩ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ታሕሳስ 8, 2009
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም መስፈርትታት
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ጨረታ ሰነድ ዋጋ 20 ብር
3 ናይ ዘእትዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
4Â ሰነድ ጨረታ ዝወፀሉ ካብ 07 /04/ 2009 ዓም ክሳብ 17/ 04/ 2009 ዓም
5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 17 /04/ 2009 ዓም ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30
4 ማሕበርና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ንዚ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ
አድራሻ 15 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና