ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉማሕበር ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 5, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 5, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መስፈርታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ተመዝገብቲ ቫት ዝኮንኩም
2 መግዝኢ ሰነድ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ ዕለት 05/ 04/ 2009 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 05/ 04 /2009 ዓም ሰዓት 4:00
ጨረታ ዝክፈተሉ 05 /04/ 2009 ዓም ሰዓት 4:30
ኣድራሻ መቐለ ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ Â
ንዝበለፀ ሐበሬታ
ስልኪ 0914723841Â ወይም 0914727888Â